natey alem cover art

natey alem

S
Sakate Siku

Creada el abr. 14, 2026

Letra

አአአ አአአ አአአ

ምምምም ምምምም

አአአ ናተይ ሂወት
ህህህህህህህህ
አአአአ ኣቲ ናተይ ዓለም
ምምም ናቲ ናተይ ሂወተይ ወናኒት ዝፋን
ህህህህህህህህህህ

ሃሃሃሃሃሃ

ኣቲ ናተይ ዓለም እንታይ ዝኾንኩ ይመስለኪ
ከመይ ከም ዘለኹ ይመስለኪ
ከመይ ከምዘለኹ እንታይ ይኸዉን ግምትኪ

ህህህህህህህህህህ

ኣቲ ፍቕረይ
ኣቲ ናተይ ዓለም
ምስ ከድኪ ኣብ ርሑቕ ምስ ኮነ ምንባርኪ ሰፈርኪ



ንበይነይ ክጎዓዝ ዘወን ከብል ኣብቲ ናይ ፍቕርና ቦታ
ብጽምዋ ተዋሒጠ ብንብዓት ክዝክር ንኹሉ ብዓሚቕ ትዝታ
ህህህህህህ
ዝረኣኽዎ ይኹን ዝሰማዕክዎ የዘክረኒ

ህህህ

ነቲ ምቁር ዝነበረ መሪር ቃንዛ ዘሕለፍክዎ ምሳኺ

ተ ተ ተተተ

ከመይ ትህልዊ ኣቲ ናተይ ዓለም
ከመይ ኣለኺ ኣቲ ናተይ ሂወት
ኩሉ ንኽፈልጦ እቲ ናይ ምፍጣረይ ምኽንያት


ከመይ ኮይነ መስለኪ
ትሓስቢ ትዝክሪ ዶ ከም ይህሉ ኢልኪ
ኣብ ቃራና መንገዲ ተሪፈ
ኣይ ላዕሊ ንታሕቲ

ህህህህህህህህህ

ነብሰይ ረሲዐ ክዝክር ንዓኺ
ንቕጽበት ረኺበ ንቕጽበት ምስተፈለኹ ካባኺ
ንዘልኣለም ተሃኒጹ ትስዉር ፍቕርኺ

ኣቲ ናተይ ዓለም

አአአ
ናተይ ሂወት


ህህህህህህህህህህ

መንገዲ ድዪ ስሒቱ
ተጋግዩ ዘንጊዑ
እወ በየናይ ሓሳብ ወ በየናይ መቑጸሪ
እወ በየናይ ሓሳብ ወ በየናይ መቑጸሪ
ነዓይ ገዲፉ ሪሒቑ ረሲዑ ቀይሩ መንገዲ

ደደደ ደደደደ ደደደደደ

ህህህህህህህ

አሰርኪ ሲኢነ ርጋጽ ናይ እግርኺ
ፍጹም ኣይረኸብኩን ዝነግረኒ ኣበይ ከመዘለኺ እእእእ
መልሲ ዘይብለይ ኮይነ ኮይንኒ እንድዒ
ደሃይ ግበሪ ነብሰይ ከጸናንዕ ተኾነኒ መልሲ
እወ ከጸናናዕ ነብሰይ ተኾነኒ ፈውሲ


ኣቲ ናተይ ዓለም

ህህህህህህህህ

ናተይ ሂወት
ህህህህህህህ

ድድድድድድ